ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ
![Federal Election 2022](https://assets.migration.qa.sbs.com.au/dims4/default/cd10d82/2147483647/strip/true/crop/383x215+0+18/resize/1280x720!/quality/90/?url=https%3A%2F%2Fsbs-au-brightspot.s3.amazonaws.com%2Fdrupal%2Fyourlanguage%2Fpublic%2Fpodcast_images%2Fcapture_494.jpg&imwidth=1280)
Dr. berhan Ahmed Source: Supplied
ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተመርጸ ብ ኣንተኒ ኣልባነስ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ለበር ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ። ምስቲ ዝሓለፈ መንግስቲ ሰልፊ ልፍንቲ (ሊብራል/ናሽናልስ) ክወዳደር፡ እንታይ ረብሓታት ፖሊሲ መንግስቲ እዩ ክር አ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share