ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ግንቦት 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

* ኖርወይ፣ ኣየርላንድን ስፐይንን ካብ ግንቦት 28 ሃገረ ፍልስጤም ብወግዒ ኣፍልጦ ክህቡ ምዃኖም ገሊጾም፣ * ዝለዓለ ትካል ስነፍልጠት ኣውስትራልያ ኑክለሳዊ ጸዓት ካብ ንፋስ ወይ ጸሓያዊ ጸዓት ንላዕሊ ብክልተ ዕጽፊ ዝኸበረ’ዩ ይብል፣ * ኒውካስትል ዩናይትድን ቶተንሃም ሆት ስፐርን ኣብ መልበርን ኣውስትራልያ ምሕዝነታዊ ግጥም ኣካይደን ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ኒውካስትል ተዓዊታ፣



Share