ኣብ ስደት፡ ካብ ስራሕ ምእራይ ፍረን እንዳ ሕጽቦን ናብ ወናኒ ኣማኢት ሰርሕተኛታት ዘዋፍር ትካላት ንግዲ-

Refugee week ; conversation with business man Kennedi Weldemariam

Kennedi Weldemariam Source: Supplied

ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ንሱ ኣብ 2003 ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ’ከሎ ፈለማ ኣብ ምእራይ ፍረታት፡ ኣብ ስራሕ ላውንድሪን ተቖጺሩ ክሰርሕ ጀሚሩ። ደሓር ግና ንዝነበሮ ትምህርቲ ወሲኹ፡ ወኪል ግብሪ ከፊቱ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 200 ዘዋፈረ ናይ ብዙሕ ትካላት ወናኒን ኣካያዲን እዩ። ገለ ካብ ትካላቱን ምስ መሻርኽቱን፦ 4 ናይ ኮፊ ክላብ ፍራንቻይስ፡ ርይል አስቴት፡ ኢንሹራንስን ካልእን ይርከቦ። ብዛዕባ ጉዕዞ ዓወቱ ኣካፊሉና ኣሎ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።



Share