ዕላል ምስ ተሸላሚት ናይ ኲንሳላንድ ጀግና 2022 (Local Hero 2022 Queensland) ሳባ ኣብርሃም

Local Hero 2022 Queensland

Saba Abraham Source: Supplied

ኣብ ኲንስላን ሎካል ሀሮ (Local Hero 2022 Queensland) ተባሂላ ብፕሪሜር ኣንስተሻ ፓሊዤ ምስ እተሸለመት ሳባ ኣብርሃም ብዛዕባ ነዚ ሽልማት ንኽትረክብ ዝሰርሓቶም ስራሓት ዝተገብረ ዕላል።



Share